Skip to main content

Published on 11 April 2024

እቲ ዝሃብካዮ መልሲ ናባና ተመሓላሊፉ እዩ ።

እቲ ዝሃብክዮ/ካዮ ሓበረታ ብምስጢር እዩ ዚዕቀብ: ኣብ መጻኢ ንዚግበር ዝዀነ ይኹን ገበናዊ መርመራ ድማ ኣገዳሲ እዩ ። ስለቲ ዝሃብክ/ካና ግዜን ጠቓሚ ደገፍን ነመስግነኪ/ካ።

መስርሕ እቲ ሓበሬታ እተወሰነ ግዜ እዩ ዚወስድ ። በጃኺ/ኻ ተዓገሲ/ስ ።

ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ኣድልዩ ፈድፖል (ፈደራላዊ ፖሊስ) በቲ ዝሃብክዮ/ካዮ ሓበሬታ ኣቢሉ ኺረኽበኪ/ካ እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ኽትሰድ/ደልና እንተ ደሊኺ/ኻ በጃኺ/ኻ ሓድሽ ፎርም ምልኢ/ምላእ። በጃኺ/ኻ ተመሳሳሊ ናይ ብሕቲ ኣድራሻ ተጠቐሚ/ም።

ፈድፖል
ቤት ጽሕፈት ፈደራላዊ ፖሊስ